ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ንሰባት ከነገልግል ከለና ትርእየና ትኸውን። ኣብ ጸብጻባት ዜና ድማ ብዛዕባና ኣንቢብካ፡ ወይ ካልኦት ብዛዕባና ኼውርዩ ሰሚዕካ ትኸውን። ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ብሓቂ ኽሳዕ ክንደይ ኢኻ እትፈልጥ፧

ነዚ እውን ርአ፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ እዮም ዚኣምኑ፧

እምነታትን ንጥፈታትን

ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ሰባት ንዚሓትዎ ልሙድ ሕቶታት ዚኸውን ሓጺር መልስታት ርኸብ።

ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ እቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንሓሳባቶምን ንዘረባኦምን ንተግባሮምን ምእንቲ ኺመርሖ ኣብ ዚጽዕርሉ እዋን፡ ብዛዕባ ዜጋጥሞም ተመክሮታት ፍለጥ።

ንጥፈታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ኣብ ልዕሊ 230 ሃገራት እንነብርን እተፈላለየ ዓሌትን ባህልን ዘሎናን ኢና። ክንሰብኽ ከለና ርኢኻና ትኸውን ኢኻ፣ ግናኸ፡ ንማሕበረሰብ ብኻልእ ኣገዳሲ መገድታት እውን ንሕግዝ ኢና።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕውነትና ፍለጥ።

ናጻ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ክትብጻሕ ሕተት

ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ።

ኣኼባታትን ፍጻመታትን

ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧

ኣብኡ እንታይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ኣብ ኣኼባ ተኣከብ

ብዛዕባ ሰሙናዊ ኣኼባታትና ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ኣብ ከባቢኻ ዚርከብ መአከቢ ቦታ ድለ።

ዝኽሪ ሞት የሱስ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ቀዳም 12 ሚያዝያ 2025፡ ብጎርጎርዮሳዊ ኣቈጻጽራ፣ ቀዳም 4 ሚያዝያ 2017፡ ብግእዛዊ ኣቈጻጽራ፡ ኣብ ዚኽበር ዝኽሪ ሞት የሱስ ምስኦም ክትእከብ ይዕድሙኻ።

ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር

ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ርኸቦም

ኣብ መላእ ዓለም ብዛዕባ ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓበሬታ ርኸብ።

ዑደት ቤት-ኤል

ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ቤት ጽሕፈት ድለ።

ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

ነቲ ብዙሓት ኣብያተ ክርስትያን ዚጥቀማሉ ሜላታት ኣይንጥቀምን ኢና።

ሎሚ ፍቓድ የሆዋ ዚገብሩ ዘለዉ መን እዮም፧

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ብዘላ ዓለም ዚርከቡ ዀይኖም፡ ካብ ኵሉ ዓሌታትን ባህልታትን እተዋጽኡ እዮም። ነዞም እተፈላለዩ ሰባት ሕብረት ከም ዚህልዎም ዝገበሮም እንታይ እዩ፧

ሓጺር ሓበሬታ፦ ዓለምለኸ

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣምልኾኦም ዜካይዱሉ ሃገራት፦ 239

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 8,816,562

  • ብናጻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበረሎም ሰባት፦ 7,281,212

  • ኣብ ዓመታዊ በዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ እተኣከቡ ሰባት፦ 20,461,767

  • ጉባኤታት፦ 118,177