ቈልዑ

ስእላዊ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ

ኵሉ ኣርኢ

ኣብርሃም ዓርኪ ኣምላኽ ኰነ

ኣምላኽ ንኣብርሃም ዓርከይ ኢሉ ጸውዖ። ንሕናኸ ዓርኪ ኣምላኽ ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ስእላዊ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ

ኵሉ ኣርኢ

ኖህ ብኣምላኽ ኣመነ

ኖህ ንቤተ ሰቡ ኻብ ማይ ኣይሂ ንምድሓን፡ ነቲ ኣምላኽ ዝሃቦ መምርሒ ብምስዓብ መርከብ ሰርሐ። ካብ ዛንታ ኖህን ማይ ኣይህን ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን እንታይ ትምሃር፧