ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስእላዊ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኢንተርነት ወይ ብ​PDF እተሓትመ ስእላዊ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብብ ከለኻ፡ እቲ ዛንታታት ህያው ይዀነልካ እዩ። ነቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ሕቶታት ብምምላስ፡ ነቲ ግብራዊ ትምህርትታት ብስድራ ቤት ኴንኩም ተመያየጡሉ።