ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 1 2019 | ኣምላኽ መን እዩ፧

መልሲ እዘን ሽዱሽተ ሕቶታት ምምርማርካ፡ ንኣምላኽ ክትቀርቦ ይሕግዘካ።

ኣምላኽ መን እዩ፧

ንኣምላኽ ምፍላጥና፡ ምስኡ ርክብ ንምምዕባል ዜኽእለና ቐዳማይ ስጕምቲ እዩ። ከመይ ጌርካ ኸምኡ ኽትገብር ትኽእል፧

ስም ኣምላኽ መን እዩ፧

ኣምላኽ በይኑ ዚልለየሉ ስም ከም ዘለዎስ ትፈልጥዶ፧

ኣምላኽ እንታይ ባህርያት ኣለዎ፧

ቀንዲ ባህርያት ኣምላኽ እንታይ እዩ፧

ኣምላኽ እንታይ ገይሩ ኣሎ፧

ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ብሩህ መጻኢ ምእንቲ ኺህልዎም እንታይ ከም ዝገበረ ምፍላጥካ የገርመካ ይኸውን።

ኣምላኽ እንታይ ኪገብር እዩ፧

ኣብ ትሕቲ እታ ጽድቂ ዝሰፈና መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ኵነታት ከም ዚሰፍን ፍለጥ።

ንኣምላኽ ብምፍላጥካ፡ እንታይ ጥቕምታት ትረክብ፧

እቶም ምስ ኣምላኽ ብሕታዊ ርክብ ዜማዕብሉ ሰባት እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧

ንኣምላኽ ክትቀርቦ ትኽእል ኢኻ

ንኣምላኽ ክትቀርቦ ዚሕግዘካ ኣርባዕተ መሰረታዊ ስጕምቲ ርአ።