ግምቢ ዘብዐኛ መጋቢት 2013 | ትንሳኤ የሱስ—ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧

ትንሳኤ የሱስ ሎሚ ኣብ ህይወትካ ኣገዳስነት ኣለዎ ድዩ፧

ገበር

ትንሳኤ የሱስ ብሓቂዶ ተፈጺሙ እዩ፧

ትንሳኤ የሱስ ቀንዲ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኰነ፡ ብሓቂ እንተ ተፈጺሙ ክንፈልጥ የድሊ።

ገበር

ትንሳኤ የሱስ፡ ዘለኣለማዊ ህይወት የውህብ

ቃንዛ፡ ስቓይ፡ ወይ ሓዘን ዘይብሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክትረክብስ፡ ሕስብ እሞ ኣብሎ!

ትፈልጥዶ፧

ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ንምዉት ብኸመይ እዮም ንቐብሪ ዜዳልውዎ ነይሮም፧ የሱስ በቲ መብዛሕትኦም ኣይሁድ ዚቕበሩሉ ዝነበሩ ኣገባብ ድዩ ተቐቢሩ

ሕቶታት ኣንበብትና

የሱስ ነቲ ገባር ክፉእ ኣብ ሰማይ ህይወት ከም ዚረክብ ድዩ ተመባጺዑሉ፧

የሱስ ነቲ ገባር ክፉእ፡ “ሎሚ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፦ ምሳይ ኣብ ገነት ክትከውን ኢኻ” ኢሉ ተመባጽዓሉ። እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧

ታሪኽ ህይወት

“ረኣኹ፡ ግናኸ ኣየስተውዓልኩን”

ኦሊቭየር ጽሙም ስለ ዝነበረ ፍሉይ ጸገማት ኣጋጢምዎ እዩ። የሆዋ ብውልቂ ብኸመይ ከም ዝሓገዞ ርአ።

ንኣምላኽ ቅረቦ

“ኣየነይቲ ትእዛዝ እያ ኻብ ኵለን ቀዳመይቲ፧”

ኣምላኽ ካባና ዚደልዮ ነገራት፡ ኣብ ሓንቲ ቓል ኪጠቓለል ይኽእል።

ንደቅኻ ምሃሮም

ጴጥሮስን ሃናንያን ሓሰዉ—ካብዚ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

ነቲ ሓደ ስለምንታይ ይቕረ ከም እተባህለሉ፡ ነቲ ሓደ ግና ስለምንታይ ከም ዘይተባህለሉ ርአ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

የሱስ ወዲ ኣምላኽ እተባህለ ስለምንታይ እዩ፧ መዓስ እዩ ተፈጢሩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧

ክርስትያናት ካብ ዚብሃሉ ኻልኦት ሃይማኖታት ብኸመይ ከም እንፍለ ኣንብብ።