ግምቢ ዘብዐኛ ሚያዝያ 2013 | ትርጕም ዘለዎ ህይወት ምንባር ይከኣል እዩ

ፈጣሪና ትርጕም ዘለዎ ህይወት ክንነብር እዩ ዚደሊ። ትርጕም ዘለዎ ህይወት ንኽንነብር ኪሕግዘና ዚኽእል ግና እንታይ እዩ፧

ገበር

ትርጕም ዘለዎ ህይወት ምንባር ይከኣልዶ፧

ብሕልፊ መከራ ወይ ሓዘን ኬጋጥመና ኸሎ፡ ትርጕም ዘለዎ ህይወት ኪርከብ ዚከኣል እንተ ዀይኑ ኽንፈልጥ ንህንጠ ኢና።

ገበር

የሱስ፡ መፍትሕ ትርጕም ዘለዎ ህይወት

“ንህይወት የሱስ ናይ ሓቂ ትርጕም ከም ዚህልዋ ዝገበረ ኣርባዕተ መዳያት ርአ።”

ገበር

ትርጕም ዘለዎ ህይወት ንምንባር ኣብነት የሱስ ንስዓብ

ነቲ የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት እተዛረቦ ቓላት ኣብ ግብሪ ምውዓል፡ ህይወት ትርጕም ንኺህልዋ ኣበርክቶ ኸም ዚገብር ኣብ ናይ ሓቂ ተመክሮ ተራእዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ሕማቕ ጠባይ ከም ዝነበረኒ ተገንዘብኩ”

ኢሳ ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ኣሳልጦ እኳ እንተ ረኸበ፡ ህይወቱ ትርጕም ከም ዚጐድሎ ፈለጠ። እዚ ሙዚቀኛ ሄቪ-ሜታል እዚ፡ ከመይ ገይሩ ናይ ሓቂ ሓጐስ ከም ዝረኸበ ፍለጥ።

ትፈልጥዶ፧

ጥንታዊት ነነዌ፡ “ከተማ ደም” እተባህለት ስለምንታይ እያ፧ እቲ ኣብ ዙርያ ናሕሲ ኣባይቲ ኣይሁድ ዚግበር ዝነበረ መጋረዲ እንታይ ዕላማ ነይርዎ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

“ብቐጻሊ ለምኑ እሞ፡ ኪውሃበኩም እዩ”

ኣብ ሉቃስ ምዕራፍ 11 ዚርከብ፡ ጸሎትካ ብኣምላኽ ከም ዚስማዕ ብኸመይ ርግጸኛ ኽትከውን ከም እትኽእል ዚገልጽ ክልተ ምሳሌታት መርምር።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

“ምስ ኣምላኽ ተማላለሰ”

ካብ ኖህን ካብ ሰበይቱን ካብ ስድራ ቤቱን እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

የሆዋ ኣምላኽ ብዛዕባኡ እቲ ሓቂ ኽንፈልጥ ይደልየና እዩ። ንቕዱሳት ጽሑፋት ንኽትርድኦ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርብዎ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ኣብዚ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ብናጻ ዚቐርብ ኣሳታፊ ትምህርቲ፡ ዝደለኻዮ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ መጽናዕቲ፡ ንብዘለዉ ስድራ ቤትካ ወይ ንዝዀነ ዓርክኻ ኽትዕድም ትኽእል ኢኻ።