ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 2

የሆዋ እዩ ስምካ

የሆዋ እዩ ስምካ

(መዝሙር 83:18)

  1. 1. ህያውን ናይ ሓቅን፡

    ኣምላኽ ኵሉ ፍጥረታት፡

    ኣብ ውሉድ ወለዶታት

    የሆዋ’ዩ ስምካ።

    ህዝብኻ ምዃንና፡

    ንያትና’ዩ ሓበንና፣

    ንህዝብታት ነበስር፡

    ግርማኻ ንነግር።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ፡ የሆዋ፡

    መን’ዩ ’ሞ ኸማኻ!

    ዋላ ሓደ፡ ከቶ የልቦን፡

    ዚወዳደረካ።

    ይፍለጡ ልዑል ምዃንካ፡

    እወ፡ ፈጣሪና፣

    የሆዋ፡ የሆዋ፡

    ኢኻ ኣምላኽና፡ ኣቦና።

  2. 2. ክንገብር ድሌትካ፡

    ክንሕሉ ትእዛዛትካ፡

    ’ትደልዮ ተዅነና፡

    የሆዋ ’ንድዩ ስምካ።

    ኣኽቢርካና ኢኻ

    ኢልካ መሰኻኽረይ፣

    ትሕብሕብ፡ ተፍቅረና፡

    ትብለና’ውን ህዝበይ።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ፡ የሆዋ፡

    መን’ዩ ’ሞ ኸማኻ!

    ዋላ ሓደ፡ ከቶ የልቦን፡

    ዚወዳደረካ።

    ይፍለጡ ልዑል ምዃንካ፡

    እወ፡ ፈጣሪና፣

    የሆዋ፡ የሆዋ፡

    ኢኻ ኣምላኽና፡ ኣቦና።