ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 79

ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም

ኪጸንዑ ኣሰልጥኖም

(ማቴዎስ 28:19, 20)

  1. 1. ቅኑዓት ሓቂ ኺምሃሩ፡

    ህይወቶም ኪቕይሩ፡

    የሆዋ’ውን ኪመርሖም ከሎ፡

    የሐጕሰና ወትሩ።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ፡ ስማዕ ጸሎትና፦

    ሓልዎም፡ ተኸናኸኖም፣

    ምሃሮም፡ ኣበርትዓዮም፡ ኣስልጠሎም፡

    ኪጸንዑ ሓይልኻ ሃቦም።

  2. 2. እምነቶም ክትሰግር ፈተና፡

    ነይሮም’ዮም ኣብ ጸሎትና፣

    ክንምህሮም ግዜና ሰዊእና፣

    ደልዲሎም፡ ተባሪኽና።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ፡ ስማዕ ጸሎትና፦

    ሓልዎም፡ ተኸናኸኖም፣

    ምሃሮም፡ ኣበርትዓዮም፡ ኣስልጠሎም፡

    ኪጸንዑ ሓይልኻ ሃቦም።

  3. 3. እምንቶ ኣብ ኣምላኽ የሕድሩ፡

    ይኹኑ’ውን እዙዛት፣

    ይንበሩ ብተጻዋርነት፡

    ይውረሱ ሰላም፡ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    የሆዋ፡ ስማዕ ጸሎትና፦

    ሓልዎም፡ ተኸናኸኖም፣

    ምሃሮም፡ ኣበርትዓዮም፡ ኣስልጠሎም፡

    ኪጸንዑ ሓይልኻ ሃቦም።