ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧

ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧

እቲ ፈቃር ኣቦና ምስ ኵሎም እቶም ዚደልይዎ ሰባት ዕርክነት ንምምስራት ኣጋጣሚ ኸፊቱ ኣሎ። እሞ ደኣ ነዚ ዕድመ እዝስ ክትቅበሎ ዲኻ፧