ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኖህ—እምነት ኪእዘዝ ደሪኻቶ

ኖህ ብምእማኑን ንየሆዋ ብምእዛዙን ካብታ እክይቲ ዓለም ብኸመይ ከም ዝደሓነ ርአ። ኣብ ዘፍጥረት 6:1-8:22፣ 9:8-16 እተመስረተ እዩ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኖህ—“ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላለሰ”

ኖህን ሰበይቱን ደቆም ኣብ ምዕባይ እንታይ ብድሆ እዩ ነይርዎም፧ መርከብ ኪሰርሑ ኸለዉ እምነት ዘርኣዩኸ ብኸመይ እዮም፧

ግምቢ ዘብዐኛ

ኖህ—ኣምላኽ ንዕኡ “ሻምናይ ርእሱ ሓለዎ”

ኖህን ስድራ ቤቱን ኣብቲ ወዲ ሰብ ቅድሚኡ ርእይዎ ዘይፈልጥ ኣዝዩ ጽንኩር እዋን፡ ብኸመይ ድሒኖም፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ዛንታ ኖህን ማይ ኣይህን ጽውጽዋይ ጥራይ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንእኩያት ሰባት ንምጥፋእ ማይ ኣይሂ ኸም ዘውረደ ይገልጽ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ እዚ ብመንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ኸም ዝዀነ ዜርኢ እንታይ መርትዖ የቕርብ፧

ግምቢ ዘብዐኛ

ሄኖክ—‘ንኣምላኽ ባህ ኣበሎ’

ስድራ ቤት እትኣሊ ወይ ከኣ ቅኑዕ ምዃኑ ንእትኣምነሉ ነገር ጽኑዕ መትከል ኪህልወካ እትቃለስ ሰብ እንተ ዄንካ፡ ካብ እምነት ሄኖክ ብዙሕ ኽትምሃር ትኽእል ኢኻ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ነፊሊም እንታዎት እዮም ነይሮም፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ስሙያት ዝነበሩ ናይ ጥንቲ ጀጋኑ” ብምባል ይገልጾም። ብዛዕባኦም እንታይ ንፈልጥ፧

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ

መርከብ ኖህ

መላእኽቲ ናብ ምድሪ መጺኦም ኣንስቲ ምስ ተመርዓዉ፡ ንጉዓት ኣወዳት ወለዱ። ኣብ ኵሉ ድማ ዓመጻ ሰፈነ። ኖህ ግና ካባታቶም እተፈልየ ነበረ፣ ንኣምላኽ የፍቅሮን ይእዘዞን ነበረ።