ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዳዊት ንየሆዋ ተጸብይዎ

ዳዊት እቲ ዘጋጠሞ ግፍዒ ምእንቲ ኺዕረ ብኸመይ ንየሆዋ ምጽባይ ከም እተማህረ ርአ። ኣብ 1 ሳሙኤል 24:2-15፣ 25:1-35፣ 26:2-12፣ መዝሙር 37:1-7 እተመስረተ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ

ዳዊትን ሳኦልን

ሓደ ኻብዚኣቶም ነቲ ሓደ ዚጸልኦ ስለምንታይ እዩ፧ እቲ እተጸልአ ግና እንታይ እዩ ገይሩ፧

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኣቢጋይል—ብምስትውዓል ስጕምቲ ወሰደት

ካብቲ ኣቢጋይል ዝነበራ ተካል ሓዳር እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧