ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧

ኣብ እተፈላለየ ኽፋል ዓለም ዚነብሩ መንእሰያት ኣብ ህይወት ብዛዕባ ዜጋጥም ጸገማትን ነቲ ጸገማት ብኸመይ ከም እተዋጽኡሉን ኪገልጹ ኸለዉ ዜርኢ ቪድዮታት ርአ።

 

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ሞባይል ተሌፎን

ብዙሓት መንእሰያት ንሞባይል ተሌፎን ከም ማሕበራዊ መራኸቢኦም ገይሮም እዮም ዚጥቀሙላ። ጥቕምን ጕድኣትን ሞባይል ተሌፎን እንታይ እዩ፧

መዛኑኻ ብዛዕባ ሎሚ ጽባሕ ምባል እንታይ ይብሉ፧

መንእሰያት ሎሚ ጽባሕ ምባል ብዛዕባ ዘለዎ ሳዕቤንን ንግዜኻ ብጥበብ ምጥቃም ብዛዕባ ዘለዎ ጥቕምን እንታይ ከም ዝበሉ ስማዕ።

መንእሰያት ብዛዕባ መልክዕ እንታይ ይብሉ፧

መንእሰያት ብዛዕባ ትርኢቶም ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኺሕዙ ዚጽገሙ ስለምንታይ እዮም፧ እንታይከ ኺሕግዞም ይኽእል፧

መንእሰያት ብኣምላኽ ብዛዕባ ምእማን ይገልጹ

ኣብዛ ናይ ሰለስተ ደቒቕ ቪድዮ፡ መንእሰያት፡ ፈጣሪ ኸም ዘሎ እንታይ ከም ዘእመኖም ገሊጾም ኣለዉ።

መንእሰያት ብዛዕባ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጹ

ንባብ ኵሉ ሳዕ ቀሊል ኣይኰነን፣ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ግና ጻማ ዘለዎ እዩ። ኣርባዕተ መንእሰያት ብኸመይ ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እተጠቕሙ ይገልጹ።

ጌጋታተይ ብኸመይ ክእርሞ እኽእል፧

እቲ ፍታሕ ከምቲ ንስኻ እትሓስቦ ኸቢድ ኣይኰነን።

ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት

ዜዕግብ ህይወት ኪህልወካ ትደሊዶ፧ ካመሮን ኣብ ዘይተጸበየቶ ቦታ ዜሐጕስ ህይወት ብኸመይ ከም ዝረኸበት ከተዘንቱ ኸላ ስማዕ።