ስእሊ ሰሌዳ ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ! ኣጻውት ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ! ብርእስኻ ውሳነ ኽትገብር ዜኽእለካ ብርታዐ ብኸመይ ክትረክብ ከም እትኽእል ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ንጸቕጢ መዛኑ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ ጥዑያት ሰባት ብሰንኪ ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ነገራት ኪገብሩ ይኽእሉ እዮም። ብዛዕባ ጸቕጢ መዛኑ እንታይ ኢኻ ኽትፈልጥ ዘሎካ፧ ብኸመይከ ኢኻ ኽትዋጽኣሉ እትኽእል፧ ስእሊ ሰሌዳ ሽጋራ ብምትካኽ ንዕምርኻ ኣይተሕጽሮ ብዙሓት ሰባት ሽጋራ፡ ኤለክትሮኒካዊ ሽጋራ ወይ ሺሻ የትክኹ እዮም። ገሊኦም ነዚ ልምድታት ደው ኣቢሎምዎ እዮም፡ ገሊኦም ድማ ነዚ ደው ንምባል ይቃለሱ እዮም። ስለምንታይ፧ ሽጋራ ምትካኽ ብሓቂ ጐዳኢ ድዩ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ! ስእሊ ሰሌዳ ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ! ትግርኛ ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ! https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502015143/univ/art/502015143_univ_sqr_xl.jpg