ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

የሆዋ ብዙሕ እዩ ገይሩለይ

የሆዋ ብዙሕ እዩ ገይሩለይ

ግዳይ ጾታዊ ማህሰይቲ ዝዀነት ክሪስታል፡ ብዛዕባ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምፍላጣ፡ ምስ የሆዋ ኣምላኽ ጽቡቕ ርክብ ክትሃንጽን ህይወታ ትርጉም ዘለዎ ኪኸውንን ብኸመይ ከም ዝሓገዛ ትገልጽ።