ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ7-ለ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—መጀመርታ ኣገልግሎት የሱስ

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

29፡ ጽብሓት

ፈለግ ዮርዳኖስ፡ ምናልባት ኣብ ወይ ጥቓ እታ ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ

የሱስ ተጠምቀን ተቐብአን፣ የሆዋ፡ ወዱ ምዃኑን ከም ዚሰምሮን ተዛረበ

3:13-17

1:9-11

3:21-38

 

በረኻ ይሁዳ

ብድያብሎስ ተፈተነ

4:1-11

1:12, 13

4:1-13

 

ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ

ዮሃንስ መጥምቕ፡ የሱስ ገንሸል ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገለጸ፣ ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ምስ የሱስ ሓበሩ

     

1:15, 19-51

ቃና ናይ ገሊላ፣ ቅፍርናሆም

ኣብቲ ኣብ መርዓ ዝገበሮ ቐዳማይ ተኣምር፡ ማይ ናብ ወይኒ ለወጠ፣ ናብ ቅፍርናሆም ከደ

     

2:1-12

30፡ ፋስጋ

የሩሳሌም

ንቤተ መቕደስ ኣጽረያ

     

2:13-25

ምስ ኒቆዲሞስ ተዛራረበ

     

3:1-21

ይሁዳ፣ ሄኖን

ናብ ገጠራት ይሁዳ ኸደ፡ ደቀ መዛሙርቱ የጥምቑ ነበሩ፣ ዮሃንስ ብዛዕባ የሱስ ዝሃቦ ናይ መወዳእታ ምስክርነት

     

3:22-36

ጢቤርያስ፣ ይሁዳ

ዮሃንስ ተኣስረ፣ የሱስ ናብ ገሊላ ነቐለ

4:12; 14:3-5

6:17-20

3:19, 20

4:1-3

ሲካር፡ ኣብ ሰማርያ

ናብ ገሊላ ኪኸይድ ከሎ ንሳምራውያን መሃረ

     

4:4-43

በረኻ ይሁዳ