ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንቕሑ! ቍ. 3 2020 | ኣቐዲምካ ፍርድስ ፈውሲ ኣለዎዶ፧

መብዛሕትና፡ ካልእ ሰብ ኣቐዲሙ ኺፈርድ ከሎ ይርኣየና እዩ። ንሕና ኸምኡ ኽንገብር ከለና ግና ኣይርኣየናን እዩ።

ብዘይ ኣድልዎ ኽንመላለስ ዜኽእል ገለ ግብራዊ ሓሳባት እስከ ንመርምር።

 

ኣቐዲምካ ፍርዲ—በዝስ ተለኺፍካ ዲኻ፧

ኣቐዲምና ኸም እንፈርድ ዚሕብር ነገራት እንታይ እዩ፧

ነቲ ሓቂ ፍለጦ

ግጉይ ሓበሬታ ነቲ ብዛዕባ ኻልኦት ዘሎና ኣረኣእያ ኼጸልምቶ ይኽእል እዩ። ተመክሮ ሓደ ወተሃደር ዝነበረ ሰብ ነዚ ሓቂ እዚ ኸም ዚሕብር ርአ።

ደንግጸሎም

ዘይምድንጋጽ ናይ ምንታይ ምልክት ኪኸውን ይኽእል፧

ብርታዐኦም ኣለሊ

ርእሰ ውዳሰ ናብ ኣቐዲምካ ፍርዲ ኺመርሕ ይኽእል እዩ። ፈውሱ እንታይ እዩ፧

ምሳታቶም ተዓራረኽ

ከማኻ ዘይኰኑ ኣዕሩኽ ምጥራይ ዘለዎ ጥቕምታት ርአ።

ፍቕሪ ኣርእዮም

ኣቐዲምካ ፍርዲ ኻብ ውሽጥኻ ኣውጺእካ ንምጕሓፍ፡ ፍቕሪ ኣርኢ። ከምኡ እትገብረሉ ገለ መገድታት ርአ።

ነባሪ ፍታሕ

መንግስቲ ኣምላኽ ንኣቐዲምካ ፍርዲ ንምጥፋእ እንታይ ኣርባዕተ ነገር ክትገብር እያ፧

ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ በቲኾም

ማእሰር ኣቐዲምካ ፍርዲ ብዛዕባ ዝበተኹ ሰባት ዜርኢ ሰለስተ ቪድዮ ርአ።