ንቕሑ! ሚያዝያ 2014 | ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧—ብህይወት እትነብረሉ ሰለስተ ምኽንያት

ርእሰ ቕትለት ክትፍጽም ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧ ወይ ከኣ ርእሰ ቕትለት ኪፍጽም ዚሓስብ ሰብ ትፈልጥዶ፧ ብህይወት እትነብረሉ ምኽንያት ከም ዘሎ ምፍላጥ ለውጢ የምጽእ እዩ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ተወሳኺ ዛዕባ፦ ንዅሉ ሰማፎሮኣ ዘወሃሃደት ከተማ፣ ካብ ጕድለት ኣመጋግባ ዚበልጽ ጕድኣት ዘስዓበ ነገር፣ ጫቚት ዘንቍሐት፡ ልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሜኣ ዑፍ በረኻ

ንስድራ ቤት

መአረምታ ብኸመይ ከም እትቕበል

ዚሃሲ ምኽሪ ወይ ነቐፌታ ብሓቂ ኺሕግዝ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ገበር

ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧

ንሓደ ሰብ ንሞት ከም ፈታዊ ገይሩ ኸም ዚርእዮ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧

ገበር

ኵነታት ስለ ዚቕየር

ኵነታትካ እኳ እንተ ዘይተቐየረ፡ ክትቅይሮ እትኽል ነገር ግና ኣሎ።

ገበር

ሓገዝ ስለ ዘሎ

ብህይወት ንኽትነብር ኪሕግዘካ ዚኽእል ሰለስተ መገዲ ኣሎ።

ገበር

ተስፋ ስለ ዘሎ

ተስፋ ልክዕ ከም መብራህቲ ኣብ ጸልማት ንኽትርኢ ኽትሕግዘካ ትኽእል እያ።

ቃለ መጠይቕ

‘ፈጣሪ ኸም ዘሎ ኣሚነ እየ’

ፍረደሪክ ዲሙላ ንሃይማኖት ስለ ዝጸልኦ፡ ኣብ ህልውና ኣምላኽ ዘይኣምን ኢዘሀራዊ ዀነ። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ንድፊ ህያዋን ነገራት ዝገበሮ ምርምርን፡ ፈጣሪ ኸም ዘሎ ዘእመኖ ብኸመይ እዩ፧

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ካምቦድያ እተገብረ ምብጻሕ

ቅድሚ ሕጂ ተራኺቦም ዘይፈልጡ ሰባት ንሓድሕዶም ሓው፡ ሓብቲ፡ ሓትኖ፡ ኣሞ፡ ኣኮ፡ ሓወቦ፡ እኖሓጎ፡ ወይ ኣቦሓጎ ብዚብል ማዕርጋት ዚጸዋውዑ ስለምንታይ እዮም፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ዓሌትነት

ኵሎም ዓሌታት ማዕረ ድዮም፧ ዓሌትነት ዜብቅዓሉ ግዜ ይህሉ ደዀን ይኸውን፧

ተነዲፉ ድዩ፧

መንገብገብ ጽምብላሊዕ

መንገብገብ እታ ሞርፎ እትብሃል ጽምብላሊዕ ልሙጽ እኳ እንተ መሰለ፡ ብማይክሮስኮፕ ጥራይ ኪርአ ዚኽእል ቀጸላታት ኣለዎ። እዚ ንምንታይ ይጠቅም፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧

ናይ ሓሶት ኣዕሩኽ ብቐሊሉ እዮም ዚርከቡ፡ ናይ ሓቂ ፈታዊ ግና ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧