ንቕሑ! ሓምለ 2015 | ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧

ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ዘይትኽእል ኰይኑ ይስምዓካ ድዩ፧ ኣብ ጕዕዞ ህይወት ሚዛንካ ሓሊኻ ብኸመይ ክትቅጽል ከም እትኽእል ርአ።

ገበር

ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧

ዘይተሓስበ ጸገማት ንህይወትካ ንሓዋሩ ኼጸልምታ የብሉን።

ገበር

ጸገም፦ዘይቅየር ኵነታት

ህይወትካ ኻብ ቍጽጽርካ ወጻኢ ብዝዀነ ዅነታት ከም እተዓብለለት ኰይኑ እንተ ተሰሚዑ፡ ነዚ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት ኣሎ።

ገበር

ጸገም፦ ብዙሕ ወጣጢ ዘለዎ ናብራ

ንዅሉ ነገራት ክትፍጽም ትፍትን እንተ ዄንካ፡ ምንም ነገር ከይፈጸምካ ኽትተርፍ ኢኻ። ንውጥረትካ ብኸመይ ክትንክዮ ትኽእል፧

ገበር

ጸገም፦ ኣሉታዊ ስምዒት

ከም ጭንቀትን ሕርቃንን ጓህን ዝኣመሰለ ኣሉታዊ ስምዒታት ዝዓብለለካ ዀይኑ ይስምዓካ ድዩ፧ ነዚ ንኽትዋጽኣሉ ኺሕግዘካ ዚኽእል ገለ ግብራዊ ስጕምታት ኣሎ።

ገበር

ንህይወትካ ኽትቈጻጸራ ትኽእል ዲኻ፧

ንህይወትካ ምቍጽጻር ካብቲ እትግምቶ ንላዕሊ ዝቐለለ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ሞንጎልያ እተገብረ ምብጻሕ

እዛ “ምድሪ ሰማያዊ ሰማይ” ተባሂላ እትጽዋዕ ሃገር፡ መንበሪ እቶም ፍሉይ ኣቀባብላ ኣጋይሽ ዘለዎም ናብራ ዘላን ዚነብሩ ሰባት እያ።

ንስድራ ቤት

ወረዘ ኼቋርጽ ከሎ

ምስ ተፈላለኻ ብኸመይ ናብ ንቡር ክትምለስ ከም እትኽእል፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ስራሕ

እንታይ ዓይነት ስራሕ ከም እትሰርሕ የገድስ ድዩ፧

ብዛዕባ ዓሶ ኽትፈልጦ ዘሎካ

ዓሶ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ሃገር ትነብር እንተ ዄንካ፡ ወይ ናብታ ሃገር ክትገይሽ ትሓስብ እንተ ዄንካ፡ ዓሶ ንኸይሕዘካ ኽትከላኸል ትኽእል ኢኻ።

ተነዲፉ ድዩ፧

ምንጋጋ ሓርገጽ

ናይ ምንካስ ሓይሉ፡ ካብ ኣንበሳ ወይ ነብሪ ዳርጋ ብሰለስተ ዕጽፊ ይበልጽ፣ ኰይኑ ግና፡ ኪትንከፍ ከሎ፡ ካብ ኣጻብዕቲ ሰብ ንላዕሊ ብቕልጡፍ እዩ ዚስምዖ። ብኸመይ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ስርቂ ጌጋ እዩ

ኣምላኽ ንስርቂ ብኸመይ ይርእዮ፧ ዘጸኣት 20:15 ኣንብብ። ነዛ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ምስ ካሌብ ሓቢርካ ተምሃር።