ንቕሑ! ነሓሰ 2015 | ዋህዮታትካ—ህያዋን ኣብያተ መጻሕፍቲ

ቅርጺ ዲ.ኤን.ኤ. ኺፍለጥ ምኽኣሉ፡ ነቲ ብዛዕባ ህይወት ዘሎና ስነ ፍልጠታዊ ምርዳእ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።

ገበር

ዋህዮታትካ—ህያዋን ኣብያተ መጻሕፍቲ

ኣኽቢርካ ዚርኣዩ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ኣብ ፍልቀት ንዝነበሮም እምነት ዝሓደግዎ ስለምንታይ እዮም፧

ንስድራ ቤት

ንውሉድካ ርእሰ ግትኣት ምሃሮ

ንደቅኻ ዝደለይዎ ነገራት ምሃብ፡ ካልእ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር ንኸይረኽቡ ኺዓግቶም ይኽእል እዩ።

ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምጥፋእ መሃይምነት የተባብዕ

ሆሴፊና ጓል 101 ዓመት ከላ፡ ኣብቲ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ መደብ ምጥፋእ መሃይምነት ተመዝገበት። እሞኸ ተዓዊታዶ፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ተጻዋርነት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ተጻዋርነት ደረት ከም ዘለዎ ይገልጽ ድዩ፧

ኣብ እምነታ ጸንዐት

ሶንግ ሂ ካንግ፡ ጓል 14 ዓመት ከላ ንህይወታ ኣብ ሓደጋ ዜእቱ ምስ ሕክምና ዚተሓሓዝ ጸገም እኳ እንተ ኣጋጠማ፡ ብዓወት ተዋጺኣትሉ።

ተነዲፉ ድዩ፧

ኣብ እግሪ ኢሰስ ሊፍሆፐር ዚርከብ ኣስናን

እዚ ኣስናን እዚ፡ እቲ ሓሸራ ብሓይሊ ግናኸ ቝጽጽር ብእተገብረሉ መገዲ ንኺነጥር ይሕግዞ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ንወለድኻ ተኣዘዞም

ንወለድኻ ኽትእዘዞም ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ነዛ ቪድዮ ርኣያ እሞ ምስ ካሌብ ዄንካ ተምሃር።