ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1 ቈረንቶስ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1-3)

    • ጳውሎስ ስለ ሰብ ቈረንቶስ ንኣምላኽ ኣመስገኖ (4-9)

    • ሓድነት ኪህልዎም እተዋህበ ማዕዳ (10-17)

    • ክርስቶስ፡ ሓይልን ጥበብን ኣምላኽ (18-25)

    • ብየሆዋ ጥራይ ምምካሕ (26-31)

  • 2

    • ስብከት ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ (1-5)

    • ጥበብ ኣምላኽ ዘለዎ ብልጫ (6-10)

    • መንፈሳዊ ሰብን ስጋዊ ሰብን (11-16)

  • 3

    • ሰብ ቈረንቶስ ገና ስጋውያን እዮም (1-4)

    • ኣምላኽ የብቍል (5-9)

      • መዓይይቲ ኣምላኽ (9)

    • ሓዊ ብዚጻወር ናውቲ ምህናጽ (10-15)

    • ንስኻትኩም ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ኢኹም (16, 17)

    • ጥበብ ዓለም ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እዩ (18-23)

  • 4

    • ኣመሓድርቲ እሙናት ኪዀኑ ይግባእ (1-5)

    • ትሕትና ክርስትያናት ኣገልገልቲ (6-13)

      • “ክንየው እቲ ጽሑፍ ኣይትኺድ” (6)

      • ክርስትያናት ንዓለም ምርኢት እዮም (9)

    • ጳውሎስ ንመንፈሳውያን ደቁ ይሓልየሎም (14-21)

  • 5

    • ጕዳይ ምንዝርና (1-5)

    • ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ (6-8)

    • ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣውጽእዎ (9-13)

  • 6

    • ኣብ መንጎ ክርስትያን ኣሕዋት ዚልዓል ነገር ፍርዲ (1-8)

    • መንግስቲ ኣምላኽ ዘይወርሱ (9-11)

    • ብሰብነትኩም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ (12-20)

      • “ካብ ምንዝርና ህደሙ!” (18)

  • 7

    • ንዘይተመርዓዉን ንእተመርዓዉን እተዋህበ ምዕዶ (1-16)

    • ከምቲ ኽትጽውዑ ኸለኹም ዝነበርኩምዎ፡ ከምኡ ኢልኩም ንበሩ (17-24)

    • ዘይተመርዓዉን መበለታትን (25-40)

      • ሓለፋታት ዘይምምርዓው (32-35)

      • “ብጐይታ ጥራይ” ተመርዓዉ (39)

  • 8

    • ብዛዕባ እቲ ንጣኦታት እተሰውአ (1-13)

      • ንዓና ሓደ ኣምላኽ ኣሎና (5, 6)

  • 9

    • ጳውሎስ ከም ሃዋርያ መጠን ዝሓደጎ ኣብነት (1-27)

      • “ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር” (9)

      • “እንተ ዘየበሲረ ግና፡ ወይለይ!” (16)

      • ንዅሎም ሰባት ኵሉ ምዃን (19-23)

      • ርእሰ ግትኣት ኣብ ቅድድም ህይወት (24-27)

  • 10

    • ካብ ታሪኽ እስራኤል እተጠቕሰ መለበሚ (1-13)

    • ካብ ኣምልኾ ጣኦት ክንሃድም እተዋህበ መጠንቀቕታ (14-22)

      • መኣዲ የሆዋን መኣዲ ኣጋንንትን (21)

    • ኵሉ ተፈቒዱ፣ ጥቕሚ ኻልእ ምድላይ (23-33)

      • “ኵሉ ንኽብሪ ኣምላኽ ግበርዎ” (31)

  • 11

    • “ንዓይ ምሰሉ” (1)

    • ርእስነትን ምጕልባብ ርእስን (2-16)

    • ምብዓል ድራር ጐይታ (17-34)

  • 12

    • ውህበት መንፈስ (1-11)

    • ሓደ ሰብነት፡ ብዙሕ ኣካላት (12-31)

  • 13

    • ፍቕሪ–ዝበለጸት መገዲ (1-13)

  • 14

    • ውህበት ትንቢትን ቋንቋታትን (1-25)

    • ስርዓታዊ ክርስትያናዊ ኣኼባታት (26-40)

      • ኣንስቲ ኣብ ጉባኤ ዘለወን ቦታ (34, 35)

  • 15

    • ትንሳኤ ክርስቶስ (1-11)

    • ትንሳኤ መሰረት እምነት (12-19)

    • ትንሳኤ የሱስ ውሕስነት ይኸውን (20-34)

    • ስጋዊ ኣካል፡ መንፈሳዊ ኣካል (35-49)

    • ዘይሙማትን ዘይምሕላፍን (50-57)

    • ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃሉኹም (58)

  • 16

    • ኣብ የሩሳሌም ንዝነበሩ ክርስትያናት ዚኸውን ውጽኢት (1-4)

    • መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ (5-9)

    • ጢሞቴዎስን ኣጵሎስን ኪበጽሑ እተገብረ መደብ (10-12)

    • ምዕዶን ሰላምታን (13-24)