ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ንኣምላኽ ብዜሐጕሶ መገዲ ምንባር (2ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 12 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ኣዕሩኽ ኣምላኽ ኣብ ትሕቲ ዝዀነ ይኹን ፈተና ንዕኡ እሙናት ኪዀኑ ብዛዕባ ዚኽእልሉ መገዲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚምህር መርምር።