ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ከምቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ህይወት ዘለዎ ኣረኣእያ ይሃሉኻ (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 13 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ንውህበት ህይወት ኣኽብሮት ከነርኢ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ንህይወትናን ንህይወት ካልኦትን ዘሎና ኣኽብሮት ከነርኢ እንኽእልከ ብኸመይ ኢና፧