ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ርክባት

ዕርክነትን ምሕዝነትን

ህይወትካ ኣመሓይሽ—ናብራ ስድራ ቤትን ዕርክነትን

ዕዉት ርክባት ኣብ ምሃብ ደኣ እምበር፡ ኣብ ምቕባል ዘተኰረ ኣይኰነን።

ናይ ሓቂ ዓርኪ ኸመይ ዝበለ እዩ፧

መብዛሕትኦም ሰባት ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ኪህልዉኻ ኣገዳስነት ዘለዎ ዀይኑ ይስምዖም። ንኻልኦት ሰባት ናይ ሓቂ ዓርኪ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣርባዕተ መምርሒ ትህብ።

ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧

ናይ ሓሶት ኣዕሩኽ ብቐሊሉ እዮም ዚርከቡ፡ ናይ ሓቂ ፈታዊ ግና ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧

ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እተጥሪ

ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኪህልወካ ዚሕግዘካ ኣርባዕተ ነገራት።

ምስ እተፈላለዩ ዓይነት ሰባት ክተዓራረኽ ኣሎኒ ድዩ፧

ምስ ንእሽቶ ጕጅለ ኣዕሩኽ ጥራይ ምሕባር ምሹእ ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ወትሩ ጠቓሚ እዩ ማለት ግና ኣይኰነን። ስለምንታይ፧

ጽምዋ

ንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ

ጽምዋ ኣብ ጥዕናኻ ዜውርዶ ጕድኣት፡ ኣብ መዓልቲ 15 ሽጋራ ምስ ምትካኽ ኪወዳደር ይኽእል እዩ። እሞኸ ንጽምዋ ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧

ስለምንታይ እየ ዓርኪ ዚብሃል ዘይብለይ፧

ጽምዋ ዚስምዓካ ወይ ዓርኪ ዚብሃል ዘይብልካ ንስኻ ጥራይ ኣይኰንካን። ገሊኦም ነዚ ስምዒት እዚ ብኸመይ ከም ዚሰግርዎ ርአ።

ምስ ገሊኦም ተመሳሲለ ኽነብር እንተ ዘይክኢለኸ፧

ምስቶም ዜተሓታትት መትከላት ዘለዎም ሰባት ተመሳሲልካ ምንባርዶ ይሓይሽ፡ ወይስ ገዛእ ርእስኻ ምዃን፧

ዲጂታዊ መራኸቢታት

ንስራሕካ ብኸመይ ኣብ ቦታኡ ኽትገድፎ ትኽእል፧

ኣብ መንጎ ስራሕካን ሓዳርካን ሚዛንካ ኽትሕሉ ዚሕግዝ ሓሙሽተ ምኽሪ

ንተክኖሎጂ ኣብ ግቡእ ቦታኡ ኽትሕልዎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ንተክኖሎጂ እትጥቀመሉ መገዲ ንሓዳርካ ኺጠቅም ወይ ኪጐድእ ይኽእል እዩ። እሞ ደኣ ንሓዳርካ ብኸመይ ይጸልዎ ኣሎ፧

ኣብ ኢንተርነት ስእልታት ብዛዕባ ምዝርጋሕ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧

ዝፈቶኻዮ ስእልታት ኣብ ኢንተርነት ምልጣፍ ምስ ፈተውትኻን ስድራ ቤትካን ከይትረሓሓቕ ዚሕግዝ እኳ እንተ ዀነ፡ ሓደጋ እውን ኣለዎ።

ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቐሉ

ምስ መሓዙትካ ብኢንተርነት ክትራኸብ ከለኻ፡ ካብ ሓደጋታት ተጠንቀቕ።

ብሞባይል መልእኽቲ ኽትልእኽ ከለኻ፡ ብኸመይ ጽቡቕ ጠባይ ከም እተርኢ

ነቲ ብሞባይል እተላእከልካ መልእኽቲ ንምርኣይ ኢልካ ንዕላልካ ኸተቋርጾ ነውሪ ድዩ፧ ንዕላልካ ምእንቲ ኸይተቋርጾ ኢልካ ነቲ መልእኽቲ ሸለል ምባልከ ነውሪ ድዩ፧

ፍቕሪ ምስ ኣንጻር ጾታ

ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧

ዓርኪ ንምሓዝን ንመርዓን ተዳሊኻ እንተ ዄንካ ኽትፈልጥ ዜኽእለካ ሓሙሽተ ነጥብታት።

ምኵሻም ጕድኣት ዘይብሉ ዋዛ ድዩ፧

ምዅሻም ብሓቂ እንታይ እዩ፧ ገሊኦም ሰባት ዚኳሸሙ ስለምንታይ እዮም፧ ዝዀነ ሓደጋ ኣለዎ ድዩ፧

ምሕዝነትዶ ፍቕሪ—2ይ ክፋል፦ እንታይ መልእኽቲ እየ ዘመሓላልፍ ዘለኹ፧

ፈታዊኻ ብዓይኒ ፍቕሪ ኸም እትጥምቶ ገይሩ ይሓስብ ደዀን ይኸውን፧ ነዚ ምኽርታት እዚ እስከ መርምሮ።

ዓርኪ ምስ ሓዝኩ፡ እንታይ እየ ኽጽበ ዘሎኒ፧

ኣብቲ ብዕርክነት እተሕልፍዎ ግዜ ኽትጽበዩ እትኽእሉ ሰለስተ ነገራት።

ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ወይስ ኣይኰነን፧

ኣብ መንጎ ሃነይነይ ምባልን ናይ ሓቂ ፍቕርን ዘሎ ፍልልይ ፍለጥ።

ከይተመርዓኻ ብሓባር ብዛዕባ ምንባር፡ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ፡ ዕዉት ስድራ ቤት ንምህናጽ ዜኽእል መምርሒ ይህበና እዩ፣ ስርዓታቱ ኸኣ ነቶም ዚስዕብዎ ዅሉ ግዜ ይጠቅም እዩ።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ዓርኪ ብዛዕባ ምሓዝ ሕግታት ኣለዎም ድዩ፧

ዓርኪ ምሓዝ መዘናግዒ ጥራይ ድዩ ወይስ ካልእ ረዚን ምኽንያት ኣለዎ፧

ወረዘ ኼቋርጽ ከሎ

ምስ ተፈላለኻ ብኸመይ ናብ ንቡር ክትምለስ ከም እትኽእል፧

ንፍልልያት ምድቃሱ

ስለምንታይ እየ ይቕረታ ኽሓትት ዘሎኒ፧

ዝበደልካ ዀይኑ እንተ ዘይተሰምዓካ እውን ስለምንታይ ይቕረታ ኽትሓትት ከም ዘሎካ ዜርኢ ሰለስተ ምኽንያት ኣንብብ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ቝጥዓ እንታይ ይብል፧

ቍጥዓ ግቡእ ዚዀነሉ እዋን ኣሎ ድዩ፧ ቍጥዓ ምስ ዚልዓል እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

ሰባት ብኸመይ ሰላም ኪገብሩ ይኽእሉ፧

ግብራዊ ስርዓታት መጽሓፍ ቕዱስ፡ ጸላእቲ ንዝነበሩ ሰባት ሰላም ኪገብሩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣዕሩኽ ኪዀኑ እውን ሓጊዝዎም እዩ።

ይቕረታ እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንሓደ ሰብ ይቕረ ኽትብለሉ ዚሕግዝ ሓሙሽተ ነገራት ይገልጽ።

ብኸመይ ይቕረ ኸም እትብል

ይቕረ ምባል ከቢድ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧ ምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ርአ።

መገዲ ሓጐስ—ይቕረታ

ህይወትና ቝጥዓን ቅሬታን ዝመልኦ እንተ ዀይኑ፡ ሓጐስ ኰነ ጥዕና ኣይንረክብን ኢና።

ጽልእን ኣድልዎን

ጽልኢ—ዓለምለኻዊ ጸገም

ጽልኢ እንታይ እዩ፧ ብደረጃ ዓለምለኸ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ብሕታዊ ጕዳይ ኪብሃል ዚከኣልከ ስለምንታይ እዩ፧

ኣቐዲምካ ፍርዲ—በዝስ ተለኺፍካ ዲኻ፧

ኣቐዲምና ኸም እንፈርድ ዚሕብር ነገራት እንታይ እዩ፧

ተጻዋርነት—መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

እዚ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ዅሎም ሰባት ሰላምን ኣኽብሮትን ኪሰፍን ከም ዜተባብዕ የርኢ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዓሌትነት እንታይ ይብል፧

ኵሎም ዓሌታት ማዕረ ድዮም፧ ዓሌትነት ዜብቅዓሉ ግዜ ይህሉ ደዀን ይኸውን፧

ዓንኬል ጽልኢ ብኸመይ ይስበር፧—ኣይተዳሉ

ኣብነት እቲ ዘየዳሉ ኣምላኽ ብምስዓብ፡ ነቲ ብዛዕባ ኻልኦት ሰባት ዘሎካ ኣሉታዊ ስምዒታት ምሓዎ።

ኣቐዲምካ ፍርዲ—ምሳታቶም ተዓራረኽ

ከማኻ ዘይኰኑ ኣዕሩኽ ምጥራይ ዘለዎ ጥቕምታት ርአ።

ዓሌታዊ ማዕርነትሲ ሕልሚ ጥራይ ድዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሚልዮናት ሰባት ንኻልኦት ብኣኽብሮት ብዛዕባ ምሓዝ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምሃሩ ኣለዉ።

ጽልኢ ዘይህልወላ ዓለም—መዓስ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እተፈላለየ ዓሌትን ሃገርን ንዘለዎም ሰባት ንጽልኢ ኼወግዱ ብኸመይ ይሕግዞም ከም ዘሎ ዚገልጽ ተመክሮታት ኣሎ። ጽልኢ ምሉእ ብምሉእ ዚውገድ መዓስ እዩ፧

ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ኽትዕወት ትኽእል ድያ፧

ንጽልኢ ምውጋድ ከቢድ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ሓደ ኣይሁዳውን ሓደ ፍልስጥኤማውን ብኸመይ ከምኡ ኺገብሩ ኸም ዝኸኣሉ ርአ።

ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት

ኣብ ገሊኡ ኸባቢ፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ኸተምልጠሉ ዘይትኽእል ክፍሊ መዓልታዊ ህይወት እዩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኽልተ ሰብኡት ነዚ ብኸመይ ከም ዝሰገርዎ ርአ።

ምስ ዘይፍትሓውነት ክቃለስ እደሊ ነይረ

ራፊካ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምስፋን ምስ ዚቃለሱ ጕጅለ ተጸምቢራ ነይራ እያ። ነቲ እትደልዮ ዝነበረት ነገር ግና፡ ኣብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መንግስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እተምጽኦ ሰላምን ፍትሕን ዜተስፉ ተስፋ እያ ረኺባቶ።