ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ታሪኻዊ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ

ሃገራትን ቦታታትን መጽሓፍ ቅዱስ

ጥንታዊ መዛግብቲ፡ ሓደ ነገድ እስራኤል ኣበይ ሰፊሩ ምንባሩ ኣረጋጊጹ

ኣጋልዕ ሰማርያ፡ ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ልክዕ ምዃኑ የረጋግጽ።

ውድቀት ነነዌ

ሃጸያዊ ግዝኣት ኣሶር ብዕቤቱ ኣብ ዝለዓለ ጥርዚ ምስ በጽሐ፡ ሓደ ነብዪ ኣምላኽ ትጽቢት ዘይተገብረሉ ነገር ተነበየ።

ትፈልጥዶ፧—ሓምለ 2015

ገሊኡ ኽፋል ምድሪ ተስፋ ብዱር እተሸፈነ ኸም ዝነበረ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጽ እዩ። ሎሚ ግና ከምኡ ስለ ዘይኰነ፡ ብሓቂ ዱር ነይሩ ድዩ፧

ትፈልጥዶ፧—ሚያዝያ 2013

ጥንታዊት ነነዌ፡ “ከተማ ደም” እተባህለት ስለምንታይ እያ፧ እቲ ኣብ ዙርያ ናሕሲ ኣባይቲ ኣይሁድ ዚግበር ዝነበረ መጋረዲ እንታይ ዕላማ ነይርዎ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት

ትፈልጥዶ፧—መጋቢት 2020

እስራኤላውያን ኣብ ግብጺ ባሮት ምንባሮም ዜረጋግጽ እንታይ ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ መርትዖ ኣሎ፧

መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስም ኣብ ጥንታዊ ዕትሮ

ብ2012 እተረኽበ ኣስታት 3,000 ዓመት ዝገበረ ገልዒ ዕትሮ ንተመራመርቲ ተገዳስነት ኣሕዲሩሎም እዩ። እዚ ገልዒ እዚ ፍሉይ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧

ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ንጉስ ዳዊት ብሓቂ ኣብ ታሪኽ ዝነበረ ሰብ ምዃኑ ኣሚቱ

ገሊኦም ሓያስያን፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ኣብ ናይ ሓደ ነገድ ጽውጽዋይ ዚርከብ ገጸ ባህርይ ከም ዝዀነ ይማጐቱ እዮም። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ፡ ኣብ ስነ ጥንታዊ ርኽበታት እንታይ ተረኺቡ፧

ትፈልጥዶ፧—ለካቲት 2020

ስነ ጥንቲ ብዛዕባ እንታይነት ቤልሻጽር ብዓል ባቢሎን ዜረጋግጽ ብኸመይ እዩ፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧—ቂሮስ እቲ ዓብዪ

ቂሮስ መን እዩ ነይሩ፧ ንሱ ገና ኸይተወልደ ኸሎ፡ ምናልባት ቅድሚ 150 ዓመት እንታይ ትንቢታት እዩ ተነጊሩ ነይሩ፧

ካልእ ንእሽቶ ስነ ጥንታዊ መርትዖ

ታትናይ መን ምዃኑ ኣይትፈልጦን ትኸውን፣ ግናኸ እቲ ንታትናይ ዚጠቕሶ ብስነ ጥንቲ እተረኽበ መርትዖ፡ ሓደ ዓብዪ ነጥቢ የረጋግጽ።

ዮሃንስ መጥምቕ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

እቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ጆሰፈስ ዚብሃል ጸሓፍ ታሪኽ ንዮሃንስ መጥምቕ ናይ ሓቂ ሰብ ከም ዝዀነ ገይሩ እዩ ርእይዎ። ንሕና እውን ከምኡ ዓይነት ኣረኣእያ ኺህልወና ይኽእል እዩ።

የሱስ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

ጥንታውያን ኰኑ ዘመናውያን ሊቃውንቲ ብዛዕባ እዚ እንታይ ይብሉ፧

ትፈልጥዶ፧—ሕዳር 2015

ዮሴፍ ናብ ፈርኦን ቅድሚ ምእታዉ እተላጸየ ስለምንታይ እዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣቦ ጢሞቴዎስ “ግሪኻዊ” ኸም ዝነበረ ኺገልጽ ከሎ፡ ኣብ ግሪኽ እዩ ተወሊዱ ማለቱ ድዩ፧

ትፈልጥዶ፧—ግንቦት 2015

ስነ ጥንቲ ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፎ ድዩ፧ ኣናብስ ካብ በረኻ እታ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረት ቅድስቲ ሃገር ዝጠፍኡ መዓስ እዮም፧

ፍጻመታት መጽሓፍ ቅዱስ

ዛንታ ኖህን ማይ ኣይህን ጽውጽዋይ ጥራይ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንእኩያት ሰባት ንምጥፋእ ማይ ኣይሂ ኸም ዘውረደ ይገልጽ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ እዚ ብመንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ ኸም ዝዀነ ዜርኢ እንታይ መርትዖ የቕርብ፧

ቋንቋታትና ኻብ “ግምቢ ባቤል” ድዩ መጺኡ፧

ግምቢ ባቤል እንታይ እዩ፧ እቲ ናይ ሓቂ መበቈል ቋንቋ ደቂ ሰብ እንታይ እዩ፧

ትፈልጥዶ፧—ሰነ 2022

ሮማውያን ከም የሱስ ንዝኣመሰለ ኣብ ጕንዲ ዝሰቐልዎ ሰብ ንቡር ቀብሪ ኺግበረሉ ይፈቕዱ ነይሮም ድዮም፧

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፍ

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንሓቅነት መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚድግፍ ፍለጥ።

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ባቢሎን ዝነበሩ ምሩኻት ኣይሁድ ዚህቦ መግለጽስ ልክዕ ድዩ፧

ዓለማዊ ምንጭታት ምስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ኣይሁድ ኣብ ምርኮ ባቢሎን ዚህልዎም ናብራ ዝበሎ ነገር ይሰማማዕ ድዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ—ሕዳር 2015

ጥንታዊት ከተማ ያሪኮ ብዘይ ነዊሕ ከበባ ኸም እተሳዕረት ዚሕብር እንታይ መርትዖ ኣሎ፧

ትፈልጥዶ፧​—ጥቅምቲ 2012

የሩሳሌም ብ70 ድ.ክ. ቅድሚ ምጥፋኣ፡ ክርስትያናት ካብ ይሁዳ ሃዲሞምዶ፧ “ደቂ ነብያት” እንታዎት እዮም ነይሮም፧

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ናብራ

እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ ተወጢሕዋ ዝነበረ ዓይነት መጕዓዝያ

ፊልጶስ ናብቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን፡ እቲ ኢትዮጵያዊ ኣብ ምንታይ ዓይነት መጕዓዝያ እዩ ተወጢሑ ነይሩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ—ጥቅምቲ 2023

እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ብዘይካ ማናን ብርኒጎን ካልእ ዚብላዕ ነይርዎምዶ፧

ጥንታዊ ሕጡባትን ኣሰራርሓኡን ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፍ

ኣብ ዑናታት ጥንታዊት ባቢሎን እተረኽበ ሕጡባትን ኣሰራርሓኡን ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚድግፍ ብኸመይ እዩ፧

ትፈልጥዶ፧—ሰነ 2022

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓመታትን ኣዋርሕን ብኸመይ እዩ ዚቝጸር ነይሩ፧

ናይ ጥንቲ ማሕተም እንታይ እዩ ነይሩ፧

ናይ ጥንቲ ማሕተም ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ ነገስታትን ገዛእትንከ ብኸመይ ይጥቀሙሉ ነይሮም፧

‘ካብ ኣኽራን፡ ነሓሲ ኽትኵዕት ኢኻ’

ኣብ ቀረባ እዋን እተረኽበ ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ብዛዕባ እቲ ነሓሲ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥቕሚ ዚውዕለሉ ዝነበረ መገዲ የብርህ።

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ዅሕለ ምሕሊ

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበራ ኣንስቲ ጽባቀአን ንምጕላሕ እንታይ እየን ዚጥቀማ ነይረን፧

ትፈልጥዶ፧—ጥቅምቲ 2017

የሱስ ንማሕላ ዝዀነኖ ስለምንታይ እዩ፧

ትፈልጥዶ፧—መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ፡ ቍ. 5 2017

የሱስ ኣይሁድ ንዘይኰኑ ሰባት ከም “ኰራኹር” ምጥቃሱ፡ የዋርድ ድዩ ነይሩ፧

ትፈልጥዶ፧—ሰነ 2017

የሱስ ነቶም ኣብ ቤተ መቕደስ እንስሳታት ዚሸጡ ዝነበሩ ነጋዶ፡ “ጐሓሉት” ዝበሎም ስለምንታይ እዩ፧

ትፈልጥዶ፧​—ጥቅምቲ 2016

ሮሜ ነቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ሰበ ስጣን ኣይሁድ ክሳዕ ክንደይ እያ ናጽነት ሂባቶም ነይራ፧ ብግዜ ጥንቲ ሰባት ኣብ ግራት ሰብ ብሓቂዶ ኽርዳድ ይዘርኡ ነይሮም እዮም፧

ትፈልጥዶ፧—ታሕሳስ 2015

ኣብ በዓል ጰንጠቈስጠ 33 ድ.ክ.፡ ኣይሁድ፡ “ኣብ ትሕቲ ሰማይ ካብ ዘለዉ ዅሎም ህዝቢ” ድዮም ናብ የሩሳሌም መጺኦም፧ እቶም በዓል ኣይሁድ ኬብዕሉ ናብ የሩሳሌም ዚመጹ ዝነበሩ ሰባት ኣበይ ይሓድሩ ነይሮም፧

ትፈልጥዶ፧—መጋቢት 2015

ሮማዊ ዜግነት ንሃዋርያ ጳውሎስ ዝጠቐሞ ብኸመይ እዩ፧ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጓሶት ውዕለቶም ዚኽፈሉ ዝነበሩ ብኸመይ እዮም፧

ትፈልጥዶ፧—ግንቦት 2014

ኣይሁድ ንጲላጦስ፡ ኣእጋር የሱስ ኪስበር ዝሓተትዎ ስለምንታይ እዮም፧ ዳዊት ንጎልያድ ብወንጭፍ ጥራይ ኪቐትሎ ይኽእል ነይሩ ድዩ፧

ትፈልጥዶ፧—ለካቲት 2014

እቲ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዚዝውተር ዝነበረ ዓልወ እንታይ እዩ፧ ኣብ ቤተ መቕደስ የሩሳሌም እንታይ ዓይነት መስዋእቲ እዩ ተቐባልነት ነይርዎ፧

ትፈልጥዶ፧—ጥሪ 2014

ብግዜ የሱስ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ብኸመይ እዩ ዚምጽወት ነይሩ፧ እቲ ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ሉቃስ፡ ብልክዕ ዚጽሕፍ ጸሓፍ ታሪኽ ድዩ ነይሩ፧