ግምቢ ዘብዐኛ ጥቅምቲ 2014 | መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ትጠቕመካ፧

መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ኣብቲ ንየሱስን ንኣቦ የሱስን ዘለዋ ኣገዳስነት፡ ከምኡ እውን ኣብቲ ንእሙናት ደቂ ሰብ እተምጽኦ ጥቕሚ እተመስረተ እዩ።

ገበር

ብመንግስቲ ኣምላኽ ክትግደስ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

መብዛሕትአን ክርስትያናት ኢና ዚብላ ሃይማኖታት ንመንግስቲ ኣምላኽ ዕሽሽ ዚብላኣ ኽነሰን፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ዓብዪ ኣትኵሮ ዚገብሩላ ስለምንታይ እዮም፧

ገበር

መንግስቲ ኣምላኽ ንየሱስ ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧

የሱስ ካብ ካልእ ርእሰ ነገራት ንላዕሊ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ እንተ ተዛረበ ኣየገርምን እዩ።

ገበር

መንግስቲ ኣምላኽ ንዓኻ ብኸመይ ትጠቕመካ፧

መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ፡ ብቐንዱ ኣባኻ እተመርኰሰ እዩ።

ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ

መንግስቲ ኣምላኽ መዓስ እያ ኽትገዝእ ጀሚራ፧ (1ይ ክፋል)

መልሱ ትፈልጦ እንተ ዄንካ፡ ንኻልእ ሰብ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትገልጸሉ ትኽእልዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኣብ ርእሰይ ጥራይ እየ ዘተኵር ነይረ

ክሪስቶፍ ባውር ኣብ ንእሽቶ ጃልባ ዀይኑ ኣብ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ ጕዕዞ ኺገብር ከሎ፡ ንግዜኡ መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ተጠቕመሉ። እንታይ እዩ ተማሂሩ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

መንግስቲ ኣምላኽ፡ እንታይ መንግስቲ ሰብ ኪገብሮ ዘይክእል ነገራት እያ ኽትገብር፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ስለምንታይ እየ ዝጽሊ፧ ኣምላኽከ ይምልሰለይ ድዩ፧

ኣምላኽ ንጸሎትካ ዚምልሶ ወይ ዘይምልሶ ምዃኑ፡ ብዓብይኡ ኣባኻ እዩ ዚምርኰስ።