ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ጥምቀትን ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ርክብን (3ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 18 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ትርጉም ክርስትያናዊ ጥምቀት እንታይ እዩ፧ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ርእሱ ንኣምላኽ ዝወፈየ ክርስትያን እንታይ ትጽቢት እዩ ዚግበረሉ፧