ግምቢ ዘብዐኛ ሕዳር 2012

ገበር

ንሕና ንኣምላኽ ክንሓትቶስ ግቡእ ድዩ፧

ንኣገዳሲ ሕቶታት ዚኸውን ዜዕግብ መልሲ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧ ንኣምላኽ ክንሓትቶ ንኽእልዶ፧

ገበር

ሕቶ 1፦ ህይወተይ ዕላማ ኣለዋ ድዩ፧

ሓያሎ ሰባት ኣብ ህይወት ንገንዘብን ንዝናን ቀዳምነት ኪውሃብ ከም ዘለዎ ዚሓስቡ እኳ እንተ ዀኑ፡ ልዕሊኡ ዜገድስ ነገር ግና ኣሎ።

ገበር

ሕቶ 2፦ ምስ ሞትኩ እንታይ እየ ክኸውን፧

ብዙሓት ሰባት፡ ድሕሪ ሞት ብዛዕባ ዚኸውን ኪሓስቡ ኸለዉ ይፈርሁ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚምህር ፍለጥ።

ገበር

ሕቶ 3፦ ኣምላኽ፡ መከራ ኺበጽሓኒ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ብመከራ ደቂ ሰብ ተሓታቲ ኸም ዘይኰነ ብንጹር ይገልጽ እዩ። እሞ ደኣ ንጹሃት ሰባት መከራ ዚበጽሖም ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ሓንቲ ዕውትቲ ብዓልቲ ሞያ፡ ሓደ ተጣላዒ ኸምኡ እውን ሓደ ብህይወት ተስፋ ዝቘረጸ ሰብኣይ ናይ ሓቂ ሓጐስ ዝረኸቡ ብኸመይ እዮም፧

ትፈልጥዶ፧

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ዓይነት ብርዕን ቀለምን እዩ ኣብ ጥቕሚ ዚውዕል ነይሩ፧ ሃዋርያ ጳውሎስ እንታይ ዓይነት ድንኳን እዩ ዚሰፊ ነይሩ፧

ካብ ቃል ኣምላኽ ተምሃር

ኣምላኽ፡ ዓለምለኻዊት መንግስቲ ኬቕውም ድዩ፧

መብዛሕትኡ ጸገማት ደቂ ሰብ ዓለምለኻዊ ደረጃ ሒዙ ኣሎ። ገዛእቲ ዓለም መፍትሒ ኼምጽኡ ይኽእሉዶ፧

መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት

ንዕዳ ብግቡእ ምሓዙ

ካብ ዕዳ ምውጻእ፡ ዘይከኣል እንተ መሲሉ፡ ስድራ ቤታት እንታይ ኪገብራ ይኽእላ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

የሆዋ “ኻባኻ ዚደልዮ እንታይ እዩ፧”

ኣምላኽ ካብቶም ኬምልኽዎ ዚደልዩ እንታይ እዩ ዚጽበ፧ ዘይፍጹማት ሰባት ንኣምላኽ ባህ ኬብልዎ ይኽእሉዶ፧

ሕቶታት ኣንበብትና

ሃይማኖታዊ እምነት ስምዒታዊ ምርኩስ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዕሙትና ኽንኣምን ዘይኰነስ፡ መርትዖታት ምእንቲ ኽንግምግም ኣእምሮና ኽንጥቀም እዩ ዚምሕጸነና።

ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ንዝናም ዝፈጠሮ መን እዩ፧ ስለምንታይ እዩ ዜድልየና፧ ንደቅኻ ብዛዕባ ኣምላኽን ፍጥረታቱን ንምምሃር ነዛ ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘርእስታ ብሮሹር ተጠቐም።

ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ናብራ ጓሳ

ጓሳ እንታይ እንስሳታት ይጓሲ ነበረ፧ ዕዮኡ እንታይ የጠቓልል ነበረ፧

ቤት ፍርዲ ኤውሮጳ መሰል እቶም ብምኽንያት ሕልናኦም ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዚኣብዩ ደጊፉ

ብዛዕባ እቲ ንኻልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብነት ዚኸውን እተበየነ ኣገዳሲ ብይን ኣንብብ።